ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ዘፈራት ኣብያተ ፅሕፈት መንገድን መጎዓዝያን ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ካብ ኣራና ጣብያ ጎል መንቆሪዩስ ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ ይደሊ በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ
  • ሎት ሓደ ናይ ዶዘር ክራይ

1 ብዘፍር ናይ ማሽነሪ ኣካራይን ተካራይን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ዘለዎ

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መስከረም 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድሉ ዲክለሬር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ መከበሪ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ወይ ቼክ ጥራሕ ዘትሕዙ

7 በዝሒ ስራሕን ዝግዛእ ንብረትን ብ 20% ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ

8 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምካኖም ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ክኣስሩ አለዎም

9 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዓል ዋና ፌርማ:ስምን :ኣድራሻን :ማህተምን ክህልዎ አለዎ

10 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ነንብይኑ ብዝተዓሸገ ክልተ ፖስታ ከቀርብ አለዎ

11 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ መግዚ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 4/3/2010 ዓም ክሳብ 25/3/2010 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

12 እቲ ጨረታ 25/3/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/3/2010 ልክዕ ሰዓት 4:30 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይከፈት

13 ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510044/ 0345510721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo