ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም መስመር ማይን መገጣጠምቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ከምእዉን ንዉሽጣ ዉሽጢ መንገዲ ዝተዳለወ ሓመድ ከጎዓዕዝ ከበትንን ብማይ ከደግድግን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም

1 ናይ 2010 ዓም ፈቃድ ንግዱ ዘሐደሰን ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈለን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

                                

   4ዝተሐደሰ ናይ መቅረባየነት ከቅርብ ዝክእል

5 ኩሉ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ ዘፈር 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ  5 መዓልቲታት ስራሕ ዉዐሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ንናዉቲ ማይ መስመር መዘርግሒ ከምእዉን ንሓመድ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ጎዶም ካይዲ ሰራሕን ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል

9 ሰዓራይ ኣካል ካብ ዝሰዓሮ 20 ሚእታዊ እቲ ቤት መዘጋጃ ምዉሳክ ኮነ ምቅናስ ዝክእል ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ

10 ሰዓራይ አካል ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ከረክብ ዝክእል

11 ጨረታ 13 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓተ 8:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተምተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ብዘይምርካብም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

መተሐሳሳቢ ኣብዚ ጨረታ እዘዚ ዝወዳደር ኣብ መንግስታዊ ጨረታ እገዳ ዘይብሉ እዩ

12 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ ኣማራሒ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344370232 /0914762352 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo