ትካልና መስፍን ኢንዱስትሪ ኢንጅነሪንግ ሓላፍነቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ (Crusher 9 ton Size (LWh=4.693x1.64x4.116)M) ምጉዓዝ ምዉራድነ ምስቃልን(half crane 12 ton)ከስርሕ ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ መዐቀኒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድን ንግድን ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ናይ ክራይን መኪናን ትራንስፖርት ኪራይ መቅረብትን ዘለዎ ናይ ቫት ምዝጉባትን ዝኮኑን ናይ ግብሪ ከፈልቲ እና ናየዚ ወርሒ ቫት ሬጅስተር ኦርጅናል እና ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናየ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ዕለት 30/3/2018 ክሳብ 13/4/2018 ኣፍ ኩሉ ሸዓ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና መቐለ ዕደጋን (ICI-BU) ቐረብን መምርሒ እናቐረቡ ክዕድጉ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ምካኑ ክጠቅሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቂሱ ግና እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ኮይኑ ይሕስብ

4 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝን ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 30/3/2018 ክሳብ 13/4/2018 ኣፈ ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዕደጋን ቐረብን መምርሒ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ

5 ጨረታ ዕለት ዘለዉሉ ይክፈት ዕለት 13/4/2018 ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይድማ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዕደጋን ቐረብን መምርሒ ቢሮ መቐለ ቢዝነስ ዩኒት (ICI BU)ይክፈት

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሱ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ ኣዲስ አበባ +251, 114709538 ፋክስ +251- 0114709636

ስልኪ መቐለ 00251, 342400265 ፋክስ00251, 344406225

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo