ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2008 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቑሑትን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ አቁሑት : ናይ ምርምርን ግብርናን መሳርሒ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉትን ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና

ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ካብ መደበኛ በጀት ኣብ ጣብያ ዛታ ታናል ምንዋሕ ምስራሕ ንዝክእሉ ብማይ ኮንስትራከሽን ብደረጃ 8 ብደቀቅቲ ካብ ዝተወደቡ ትካላት ንግዲ፣ብተወሳኪ

ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ መሳርሒ ናዉቲ ሕርሻ ኣቁሑት ፣ላባራቶሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፋ እትደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ንናይ ላባራቶሪ ን ኬሚካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ