ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ እንደርታን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮን ፣ሕትመት፣ ፈርኒቸር ፣ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ፣ከምኡዉን ኣይሲቲ ፣ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

ክማልኡ ዝግብኦም  ረቋሕታት

  1. ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝንከት ኮይኑ ናይ 2007ን 2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
  2. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2007 ዓም ን 2008 ዓም ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ተጫረቲ ምስ ጋብዮን ሕትመት ፈርኒቸር ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ከምኡዉን ኣይሲቲ ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ   ናብ ቁሸት ሕርሻ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ሰነድ ጨረታ 60 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 2 ክወስዱ ይክእሉ
  4. ተጫረቲ ምስ ጋብዮን ሕትመት ፈርኒቸር ናይ ላባራቶሪ ኬሚካልን ኢኩፕመንትን ከምኡዉን ኣይሲቲ ዝርገሐ ማይ ከብ ሕጫጭ   ናብ ቁሸት ሕርሻ  ፅሩይ ቀረብ መስተ ማይ ብናይ ማይ ስራሕቲ ዋተር ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን መክበሪ ቢድቦንድ 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
  5. ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 23 ሕዳር 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ 7 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም  ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  6. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና  ቅዳሕን ንንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ  ፖስት ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  7. እቲ ትካል ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 

  • ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo