ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኤሌክትሪክ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ፅገና መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 136 ካብ 10/04/2012ዓ/ም ክሳብ 01/05/2012 ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

2 ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ብኣካል ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 48 10 35 /03 /44 48 00 11

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo