ማሕበር ልምዓት ዒስራ ዓዲ አብ ወረዳ ሕ/ወጅራት ጣቢያ ዓዲ መስኖ ዝርከ ብሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተወሳኪ 2ተ ብሎክ 8ተ መምሃሪ ክፍሊታት ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብርኪ 6ተ ን 7ተን ናይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ለኩም ተወደደርቲ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም

ማሕበር ልምዓት ዒስራ ዓዲ
  • ናይ መስመር ቤትዕዩ ስም ማሕበር ልምዓት ዒስራ ዓዲ
  • ዝስራሕ ዓይነት ስራሕ ህንፀት ቤት ትምህርቲ
  • ዝስርሐሉ ቦታ ኣብ ወረዳሕ/ወጅራት ጣቢያ ዓዲ መስኖ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለ ስራሕ ፈቃድ ዘሐደሰን ናይ መቅረባይነት Â ምዝገባ Â ዘካየደ ንምካኑ ከብ ዝምልከቶ መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል

2 ልዕሊ ብር 100,000 /ሓደሚ ኢቲ ሽሕ/ ዝኮኑ ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገብሉ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ዲክለሬሽን ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ዝሐዘ መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል አዳልዩም ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒንን ሕድሕድኦም ፖስታ ብምዕሻግ Â መሊሶም አብ ሐደ ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡይግባእ

4 ኣብ ላዕሊሪጋቑፅሪ 3ተ ብዝተሐበረ መሰረት ጨረታ ሰነድ ኣድል ዩዘየቅረበ ተጫረቲ ካብ ወድድር ወፃኢ ከም ዝኮን ከፈልጥ አለዎ

5 እዚ ጨረታ ምልክታ ተጠቅኡ ዝፀንሐሉ ካብ 2/13/2008 ዓም ክሳብ Â 6/1/2009 ዓም ዘሎ ተከታታሊ 10 መዓልቲ ይከዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 6/1/2009 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ Â ዕለት 6/1/2009 ዓምሰዓት 9:30 ይክፈት

7 እቲ ህንፀት ስራሕ ዉዕሊ አሲሩ ናይ ስራሕ ቦታ ካብ ዝተረከበሉ ጀሚሩ ኣብ 4ተ ወርሒ/120Â መዓልቲ/ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል

8 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ተገለፀሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ቐሪቡ ዉዕሊ ክአስር ይግባእ ኣብ Â 5ተ መዓልቲ ቐሪቡ ዉዕሊ ተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ ናይ ጨረታ መክብሪ ናብ ናይ ማሕበርና ካዝናአታዊ ይግበር ቐፃልነት እቲ ጨረታ ድማ በቲ ማሕበር ተራእዩ ዝዉሰን ይከዉን

9 ናይ ጨረታ መክበሪ ትሕጀ ንዉዕሊ መክበሪ ከም ዘየገልግል ፈልጡ ከብቲ ናይ ፕሮጀክት ጠቅላላዋጋ 10 ናይ ዉዕሊ መክበሪ ምስ ጥረ ገንዘብ መዘና ዘለዎም ካብ ሕጋዊ ባንኪ ናይ ፋይናንስ ትካል ዝተረጋገፀ ስፒ ኦቼ ክዘትሓዝ ምካኑ ይግባእ

10 እቲ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ማሕበር ልምዓት ወጅራት ቤት ፅሕፈት ድሕሪ ኣብርሃ ካ ስቲል ጥቃ ቀበሌ 18 መአከቢ አዳራሽእዩ

11 ናይ ጨረታ ዉሕስና መጠን ብር 50,000 /ሓምሳ ሽሕ/ አፍልጦ ካብ ዘለዎ ባንኪ ናይ ፋይናንስ ትካል ዝተረጋገፀ ስፒኦ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

12 ጨረታ ሰነድ መሸጢ ዋጋ ብር 100 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ ምካኑ ንሕብር

13 እቲ ማሕበር ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብመሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914749279Â 0914301538 ምሕታትይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo