ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ :ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት :ወረዳ አፅቢ ወንበርታ :ወረዳ መረብ ለከን ዝህነፅ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብ ቢሲ 6ን ጂሲ 6ን ልዕሊኡን ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ድማ ቁሸት ቢሄር ብሄረሰባት ብርኪ 7ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
  3. ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትን
  4. ናይ ሰራሕተኛታት ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ
  5. መረዳእታ መቀረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
  7. ዉሕስና ጨረታ ብቤሄራዊ ባንኪ ኢትዮዽያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝረፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይዉን ናይ ገንዘብ ክፍሊ መአዘዚ ሲፒኦ ንነፍስወከፍ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፕሮጀክት 250,000(ክልተ ሚኢትን ሓምሳን ሺሕ) ቅርሺ ንቁሺት ብሄርብሄረሰባት ድማ 110,000 (ሓደ ሚኢትን ዓሰርትን ሺሕ) ቅርሺ ከቅርቡ አለዎም
  8. ተጫረቲ ናይቲ ዝጨረትሉ ስራሕቲ ቦታ ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ንነፍስወከፍ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፕሮጀክት አብ ዉሽጢ 540 መዓልትታት ንቁሸት ብሄርብሄረሰባት ድማ ኣብ ዉሽጢ 240 ተከታተልቲ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚዞም ከረክቡ አለዎም Â

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo