ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ማዕፆ ቑልፊ ናይ ተሳሓቢ ወንበር ቑልፊ ስራሕቲ ቑልፊ ዝመሳሰሉ ንብረታት ዝሰርሕ ብኩንትራት ንምሓዝ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክሕዝ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት 3 ናይ ላቫጆ ግልጋሎት 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ዘይንምለስ 50 ብምኽፋል ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ በፋብሪካዉ እና በዋና ቢሮ ዉስጥ ተባላሽተዉ የሚገኝ እና ለወደፊቱ ጥገና የሚያስፈልጋቸዉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት የተለያዩ ዓይነት የቢሮ ዕቃዎች በፕሮፎርማ አወዳድሮ ከኣሸናፊዉ ድርጅት ጋር ለኣንድ ኣመት የሚቆይ ዉል በማሰር ማስጠገን ይፈልጋል ስለሆነም ህጋዊ ንግድ ፍቃድ ያላችሁ ተወዳዳሪዎች ሁሉ መወዳደር የምትችሉ መሆኑ በኣክብሮት እንገልፃለን

ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ዝተበላሸዉ ፈርኒቸር ኣቅሑት ንምፅጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 መእተዊ በሪ /ብረት ማዕፆ/ ፅገና 2 ዝተፈላለዩ ቁልፍታት ምቅያርን ምፅግንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ንቁልፊ ምፅጋን ፈርኒቸር ፅገናን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፡፡

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ፅገና ብፕሮፎርማ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ን 4ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ፈርኒቸር ፅገና ፣ ላባጆ ሕፅበት፣ ጎሚስታ ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ