ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዉሽጢ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸርን ማዕፆን ፣ ቁልፍታትን ፅገና ናይ ፎቶ ኮፒ ፅገናን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ዝተባለሸዉ ፈርኒቸር ኣቁሑት ንምፅጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ኮመንት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ፣ ናይ ፈርኒቸር ፅገና፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ካፍተርያ ኣቅርቦት ከ/መቐለ፣ ናይ መኪና ሕፅበት ፣ ናይ ጎሚስታ ዕድጊት፣ደረቅ ብስኩት ብግልፂ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ዝተባለሸዉ ኣቁሑት ንምፅጋን ብፕሮፎርማ ብምዉድዳር ምስ መሸነፋይ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ጠረዼዛ ፅገና ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ንምፅጋን ዝዉዕል ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ Office Machine Maintenance ስልጠና ንሰራሕተኛታቱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ንዘለና ዝ/ዩ ናይ ኤጀንሲና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር፣ ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ብበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ተምሃሮ መቀመጢ ወንበርን ጠረጴዛን ፣ናይ መምሃራን ሎከርን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤