ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ጎማ መኪና ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡ ፅገና ኣቅሑት ህንፃ ኣቅሑትን ፡ ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ


1 በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2016 ዓም ዘድሊ ዝሐተደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 መረዳእታ መቅረብቲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዝገበረለን

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይድም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

6 መጠን መከበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገለፂ አሎ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ኣብ ዝሰዓርዎ ንብረት ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ አለዎም

9 ካብ ሕድሕድ ዓይነት ጨረታ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ዝከኣል ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ

10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ንዓሰርተ ሓሙሸተ/15/ መዓልቲታት ይፀንሕ

11 ጨረታ 21 ለካቲት /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

12 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃልዎም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፍርዲ ብምቅራብ ክሓቱ ይግባእ

13 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420 / 0344411201 ደዊልክ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo