ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መቀመጢ ወንበርን ጠረጴዛን መምህራን ሎከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ ቢሮ ኣቅሑት ንምግዛእን ንምፅጋንን፣ ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መስተታት፣ ዝተፈላለዩ ጨርቅታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላመደሪያን ንምግዛእን፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ንምፅጋንን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ።

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ሰራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ናይ ቢሮ ኣቁሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሐ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 20..00 ብምኽፋል እቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ መካይን መፀገኒ ጋራዥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ናይ ፕርንተር ቀለም ምምላእን ናይ ፈርኒቸር ፅገና ን 2008 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፀግን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም