ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፈርንቸር አቁሑት ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ።

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፈርንቸር አቁሑት ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ፀገንቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ታ.ቁናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለዪ/specification/መዐቀኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ስሊንደር ዘይቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቁፅሪ01
2ስሊንደር ዝቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
3ኢምፖርትድ ተሰሓቢ ቁልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
4ናይ ድረወር ብረት ቁልፊ መቀየሪ ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
5ሽልፍ ጣውላ ቁልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
6ሸልፍ ሓፂን ቁልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
7ፋይል ካቢኔት ቁልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
8ኮምፕሊት ናይ በሪ ቁልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
9ተሽከርካሪ ወንበር ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
10ኢምፓትድ ናይ ጣውላብቁፅሪ01
11ድረወር ናይ ተስሓቢብቁፅሪ01
12ደረቅ ወንበርብቁዕሪ01
13ናይ በሪ ቁልፊብቁፅሪ01
14ፋይል ካቢኔትብቁፅሪ01
15ሸልፍ በዓል ሓፂንብቁፅሪ01
16ሸልፍ በዓል ጣውላብቁፅሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር

ኣይቀርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም በቲ ቢሮና ዘዳለዎ ውዕሊ መሰረት ውዕሊ ብምእሳር ናብ ቢሮና እናመፀ ናይ ፅገና ግልጋሎት ዝህብ ይከውን።

4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

6. እዚ ፕሮፎርማ አብ ሞንጎና ቢሮናን ፀጋናይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኸፈት።

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914720632/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo