ናይ ካፒታል ፕሮጀክት 1 ደን ዝራእትን ፍራምረን 2 ጀነሬተር 3 ሞተር ሳይክል 4 ናይ ሲግትስ መሰልጠኒ ማእከል (ኤሌክትሮኒክስን ፈርንቸራትን) 5 ናይ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ሮቋሕታት


1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ/ : ዝተሐደሰ መቅረባይ ሰርትፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክሌሬሽን ዘቕርብ

2   በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ነኡ/ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ 1ይ ደብሪ  ቁፅሪ 034 ካብ 29/02/2007 ዓ/ም ጀሚሩ 50.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ  ይካአል::

3 ጨረታ መኸበሪ ንደን ዝራእትን ፍራምረን 3000.00 ን ጀነሬተር 16000.00 ንሞተር ሳይክል 6000.00 ንናይ ሲግታስ መሰልጠኒ ማእከል (ኤሌክትሮኒክስን ፈርንቸራትን) 4000.00 ንዜብራ ቀለም 6000.00 ብር ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መእዘዚ ክፈሊት ቼክ : አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለሌተርኦፍ ክሬዲት ከትሕዝ ዝኽእል/ትኽእል::
4 ጨረታ ዕለት 20/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት  8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ::

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348990089/0344406839/408501  ደዊልካ  መብርሂ  ምሕታት  ትኽእሉ::

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo