ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ: ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ: ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ዕደጋን ሕርሻ ትግራይ

                                                    ምልከታጨረታ  

ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ  : ኤሌክትሮኒክስ  ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ:  ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ:  ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ  ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::

1  ናይ  2007 ዓምፍቓድንግዲዘሐደስኩም::

2  ቫትዝተመዝገብኩምንኣብበጀትዓመት  2007 ዓ/ም  ኣብወርሒ  የካቲት ዲክለርዝገበርኩም::

3  ብመቕረባይነትዝተመዝገብኩምንዘሐደስኩምን::

4 ናይግብሪከፋላይመፍለይቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡምኻኖምመረዳአታክተቕርቡእትኽእሉ::

5  መቕረባይነትካብዕለት  30 /07  /2007  ዓ/ም   ክሳብ  14/ 08 / 2007 ዓ/ም  ኣብናይስራሕሰዓትካብኤጀንሲፕሮመሽንዕዳጋምህርቲሕረሻክልልትግራይከይዲሰራሕዕዳጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትን   1ደብሪቢሮቁፅሪ106 ዘይምለስብር  30  ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወሳፁንምእታዉይከአል::

6   ናይጨረታዉሕስናመኽበሪብር  3000 /ሰለስተሽሕ / ሕጋዉነቱብዝተረጋገፀስፒኦ   / CPO/ ቅድሚእቲጨረታምኽፋቱከትሕዙዝኽእሉ:

7  ጨረታዝዕሸገሉዕለት   14/ 08/  2007 ዓ/ም   ሰዓት  8:30   ተዓፅዩበዚዕለትሰዓት   9:00   ተጫረቲባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸበሉይኽፈትተጫረቲወይተወከልቶምእንተዘይተረኺቦምእዉንእቲጨረታንምኽፋትኣይተዓናቐፍን:

ኤጀንሲናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእወይብኽፋልናይምስራዝመሰሉዘተሐለወእዩ::

ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ  03  44  40  50 30   ምሕታትይኸአልእዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo