ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ግልፂጨረታምልክታ

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::

ስለዚነዚዝስዕብሮቆሕታትእትማልኡተጫረቲንክትወዳደሩእንትንዕድም

1 ናይዘመኑግብሪዝኸፈሉናይ   2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድ ,  Tin  /ቲን /ናይንግዲምዝገባምስክርወረቀትአብመቅረብቲዝተመዝገቡናይመቅረባይመረጋገፂዘቕርብ::

2  ናይወርሒ ሓምለ ቫትሪፖርትከቅርብዝክእልንንቫትተመዝገብቲ

3 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናልን 2 ፎቶ ኮፒን ከቅርብ  ዝክእል

4 በዚመሰረትዝተዳለወሰነድጨረታካብቤትፅሕፈትናት/ፋ/ክ/ከሰሜንዘይመለስብር50.00   በምኽፋልምልክታካብዝወፀሉዕለትጀሚሩሰነድምግዛእይካኣል::

5 ናይጨረታመኽበሪ(ሲፒኦ) ናይ ደረቅ ጉሓፍ ምልዓል ግልጋሎት 16000 ብር  ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕትን 3000 ብር ናይ ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት 3000 ብር ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት 3000 ብር  ከትሕዝዝክእል /ትኽእል::

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት08 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ 22/ 12 /2007 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት22/ 12 /2007 ዓ/ም   ሰዓት 8:30 ናይድሕሪሰዓትተዓፅዩዕለት 22/ 12 /2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብቲቅድሚተጫረቲወይድማሕጋዊወኪላትአብዘለዉዎይኽፈት

7  ሰዓራይ ምስተነፀረ አብዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊክኣስርዝክእል

8 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

9ኣድራሻናሰሜንከባቢያዊምምሕዳርቤትፅሕፈትኮይኑፊትንፊትሄራንሆቴል/ሆስፒታልመቀለመዕፀፊምፅእኢልካ/ ::

10ንተወሲካሐበሬታብስልኪ0914031563/ 0920433146ደዉልካመብርሂምሕታትትኽእሉ::

11ናይጨረታመዕፀዉንመኽፈትንበዓልእንተዊዒሉአብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን ::

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo