ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ገመድ ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መስራሕቲን ኤሌክትሮኒክስ ን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት፣ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑታት ፣ ወናብር፣ ጠረፔዛታትን ሸልፍን ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ሳዉንድ ሲስተም ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 02/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሰራሚክን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳሬክተር ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ ኮ-ዋሽ በጀት ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ( Desktop computer 02 : Printer 02) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ / ፎቶ ኮፒ ማሽን 01 ፣ ፕሪንተር 01፣ ፍላሽ 32 GB 04/ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ internal hard drive 01: rechargeable batttry 01: computer charger 02: ናይ ላፕቶፕ ባትሪ 01 ፣ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ 01 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።