ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣብ 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ 4 ኣቅሑት ፅሬት ፣ 5 መኪና ሰርቪስ ንምግባር

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም

1 ሎት 1  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ዝርዘር ሰነድ ጨረታ ካብ  ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም ብምምፃእ ንሓደ ሎት 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 02/03/2013ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ 03/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት መዘጋጃከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም  ይክፈት

3 ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ መምርሕታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካአል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 04 68 /03 45 51 07 43

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo