ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 ስራሕቲ ሕትመት ሎት 3 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም ( HDIM ገመድ ካብ ኮምንፒተር ናብ ቴሌቨዥን ዘራኽብ ሜትሮ 16/

መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን መኪና መለዋወጥን ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ጉ/መናእሰይ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ግልጋሎት ዝዉዕል ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም / ቴሌቪዥን በዓል 43 ኢንች 02/

ወጋገን ባንክ መቐለ ዲስትሪክት ጽ/ቤት በስሩ ላሉ ቅርንጫፎች ስታቢላይዘር መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተዘረዘረዉ መስፈርት የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል / ስታቢላይዘር ጋቶ 1500 ዋት ብዛት 14/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ፔፕሲ ኮላ ለፋብሪካዉ ኣጎልግሎት የሚዉል ከዚህ በታች በሰንጠረዥ የተገለፀዉ የፍሪጅ በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፍልጋል

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጌጣጌጥ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ፕሮጀክት ኦፊስ ዝኮነ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ንብረት 02ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ