መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆምትን ሃለቅትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ ሎት 4 ማይ ኣቅሑት ሎት5 ኤሌትሪክ ኣቅሑት ሎት 6 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 7 ቃሚ ንብረት ሎት 8 ናይ ተሽከርካሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትጨረቱ ንዕድም

መባእታዊ ሆስፒታል ሃገረ ሰላም

ሰነድ ጨረታ ትካልና መፂእኩም ዝርዝር ናይቲ ኣቅሑት ዝሓዘ ሰነድ ብር 30 ዘይምለስ ብምክፋል ካብ መ/ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ም/ር ቢሮ ቁፅሪ 48 ቀሪብኩም ካብ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሪኩም ክሳብ ዕለት 04/03/2013ዓ/ም እናመፃእኩም ሰነድ ክትወስዱ ከም እትክእሉ እናገለፅና ተጫራታይ እዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝርዝር ነጥብታት ከማልኡ ዝግበኦም ዝተሓደሰ ኮፒ ምቅራብ

1 ናይ 2013ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ

2 ዝተመዝገበሉ መለለይ ካርድ/ ቲን ናምበር ምቅራብ

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቫት ምስክር ወረቀት ተቅረቡ

3 ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ተቅርቡ2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ተቅረቡ

4 ናይ ወርሒ መስከረም 2013ዓ/ም ዲክለሽን ዝክፈለሉ ከቅርብ ዝክእሉ

5 ዝመልአዎ ሰነድ ጨረታ ቫት ሓዊሱ ክምላእ ኣለዎ ቫት እንተዘይ መሊኦም ቫት ከምዝሓወስሉ ተገይሩ ዝዉሰድ ምኻኑ

6 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ዕደጋን ፋይናንስን ም/ር ቢሮ ቁፅሪ 48 ብምዉሳድ ብክልተ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ኦርጅናል ነበይኑ ኮፒ ንበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፁን የእትዉ

7 ናይቲ ጨረታ መኸበሪ ሎት1  ፅሕፈት መሳርሒ 3000  ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት 3000 ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ 3000 ሎት 4 ማይ ኣቅሑት3000 ሎት5 ኤሌትሪክ ኣቅሑት 3000 ሎት 6 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000ሎት 7 ቃሚ ንብረት 3000 ሎት 8 ናይ ተሽከርካሪ ኣቅሑት300  ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ዝተዳለወ ሳጥን ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ክሳብ 04/03/2013ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት ክፈቲ ኮይኑ ይፀንሕ በቲ ዕለት ሰዓተ 8፡00 ድ/ሰዓት ይሽዐግ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ኮይኑ ዕለት 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘይምህላዉ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

10 ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 39 04 70

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo