ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ምልክታ መለጠፊ ቦድ በዓል ምስትዋት ተቆላፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቅሑትን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶን ክትጫረቱ/ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ብናይ UIIDP መደበኛ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ላፕቶፕ ፣ ፕሪንተር፣ ፋክስ ን ብግልፂብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መካይን ጎማታትን ባትሪን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ መኪና ስፔር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ህንፃ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ማት ዲስክቶፕ ኮምፒተራት ፣ ላፕቶፓት ፣ ፕሪንተራት ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ናይ መኪና ቱፕለስ ጎማ ቁፅሪ ጎማ፣ ኮምፒተር ክገዝእ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዘለዉ ሮቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ንቲ መምልኢ ዋጋ ጨረታ ቅጥዒ መፅኢኩም ንክትወስዱ ነተሓሳስብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ