ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ 2008 ዓም ዝሓዝኩም

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ቲን ማለት እዉን መለለዩ ከፋላይነት ግብሪ ዘሐደስኩምን

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 1 ጉንበት 2008 ዓም ሰዓት 3:30 አብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክሳብ 19 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344406451 ደዊልካምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo