ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

Â

Â

ዓይነት ኣቅሓ

መለክዒ

በዝሒ

መብርሂ

1

ሞባይል ቆፎ

ቁፅሪ

190

Â

2

ሰዓት

ቁፅሪ

2022

ሳምፕል ክሕሉ ይግባእ

3

ደፍተር በዓል 50 ሉሕ

ቁፅሪ

24672

Â

4

እርሳስ ቀደማይ ደረጃ

ቁፅሪ

6564

Â

5

እስክርቢቶ ሰመያዊ

ፓኬት

320

Â

6

እስክርቢቶ ቀይሕ

ፓኬት

1

Â

7

ፍሊፕ ቻርት ናይ ወፃኢ

ፓድ

60

Â

8

ቾክ /ኣብ ጫፉ በሊሕ ዝኾነ/

ፓኬት

180

Â

9

ማርከር ኣርት ላይን 90

ፓኬት

60

Â

10

ፕላስተር /ስኮች ቴፕ/ዓብይ

ቁፅሪ

60

Â

11

ማስታወሻ ደፍተር ንእሽተይ

ቁፅሪ

60

Â

Â

በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

Â

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከእቱ ዝክእል
  7. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንኤሌክትሮኒክስ 50 (ሓምሳ ብር) ንፅሕፈት መሳርሒ 30 (ሰላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400Â ክወስዱይኽእሉ::
  8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 20 ሚየዝያ/2008 ዓ/ም ክሳብ Â 5 ጉንበት /2008 ዓ/ም ስዓት 8:00Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  9. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  10. እቲ ጨረታ ጉንበት 5 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30Â ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0344Â 40Â 99 23Â ምድዋልይከአልእዩ:;

Â

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo