ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሐት ክንዕድግ ንደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ቫት ተመዝጋቢን ዝኾኑ

4 ናይ መቅረባይት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ 1000.00 ሽሕ ብር ብቤት ፅሕፈት ማልት ሽም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 05/1/2012 ክሳብ 09/1/2012 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፤

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ብናይ ባዕሎም ቅጥዒ ቴክኒካል ከቅርቡ ይግባእ፡፡

9 እቲ ጨረታ 09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ፣ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

10 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ክኣቱ ዝክእል፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪባ ብክፋል ይኩነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo