ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ኣቁሑ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለማት ፣ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪን

2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳሪ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 07/01/2012 ክሳብ 09/01/2012 ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ከተቕርቡ ትኽእሉ

 4 ፕሮፎርማ ዕለት 12/01/2012 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ስለ ዝክፈት መፂኢኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 17 ቀቤሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን

ስ.ቁ 03 42 41 50 92

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo