... ህርቲ ቓላሚኖ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ትን : ሎት ሰለሰተ ናይ ህንፃ ሃለቅቲ ናዉቲ ኣቅሑት ፅገናን : ሎት ኣርባዕተ ቀዋሚ ንብረት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ቀዋሚ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ን ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ውሽጢ ኣታዊ ባጀት ዝረከቦ ገንዘብ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድሊ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዚ ሮቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ንሰብ ሞያ ማንጃ ፍቃድ ሞተር ሳይክል ንምውፃእ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕዳጋ አወዳዲሩ ከውፅእ ይደሊ።

ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስ : ፃዕዳ ቦርድን : ማርከር ፃዕዳ ቦርድን : ስቦንጅ ፍርንሽ : ኬሜካል ላብራቶሪ : ቀለማት ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ሽፈራት ፈተንቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ንብረት ክዕድግ ይደሊ

የሀገር መከላከያ ሚኒስቴር በሰሜን ዕዝ ጠ/መምሪያ የ20ኛ ክ/ጦር ግዥ የሰብል አልባሳት ግዥ፣ ለስልጠና እና ለትም/ት መረጃ የሚውል ማቴሪያል ግዥ የተለያዩ ማቴሪያሎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ መኪናን ሞተር ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ቤት ፅሕፈት ኾይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ