ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ንሰራሕ መፈፀሚ አገልግልት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት 2016 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ቀወምቲን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ፍራሻትን : ሎት ሰለሰተ ናይ ህንፃ ሃለቅቲ ናዉቲ ኣቅሑት ፅገናን : ሎት ኣርባዕተ ቀዋሚ ንብረት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ቀዋሚ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ን ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ

ሎት ሐደ ቀወምቲን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ፍራሻትን  : ሎት ሰለሰተ ናይ ህንፃ ሃለቅቲ ናዉቲ ኣቅሑት ፅገናን  : ሎት ኣርባዕተ ቀዋሚ ንብረት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን  : ሎት ሓሙሽተ ቀዋሚ ፈርኒአራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ዘለዎን መረዳአታን መቅረባይነት ዘቅርብን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋበት 2016 ዓም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብን

3 መከበሪ ጨረታ ንሎት ሐደ 4500 : ንሎት ክልተ 3000 : ንሎት ሰለሰተ 20000 : ንሎት ኣርባዕተ 15000 : ንሎት ሓመሽተ እዉን 15000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

4 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ጥራይ ተመሊኡ ክቀርብ አለዎ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 200 ቅርሽ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ጨረታ 26/9/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወከልቶም እንተዘይቀረቡ እዉን እቲ ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

8 ተጫሪቱ ዝሰዓረ ነጋዳይ ድሕሪ ቅሬታ መስምዒ ሰለሰተ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ መፂኡ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ንምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 ዝሰዓሮ ንበረት ድማ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መራገፍን ወፃኢታት ብምሽፋን አፈቲሹ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ከረክብ ዝክእል

10 እቲ ማእከል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ብተወሳኪ 20 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ እቲ ጨረታን ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ዘይበርሁ አብ ሰነድ ጨረታ ምራእይ ይከኣል

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914184250 / 0914772958

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo