ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ቀፂሎም ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ባህር ዛፍ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንመሰረተ ልምዓት ግልጋሎት ዝውዕል ምሩፅ ሓመድ ዕደጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ካብ ደኣንት ቅድመ ቢዝነስ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንርክብ ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መሳልል ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ዋንነቱ ብናይ ከባቢያዊ ልምዓት ዝኮነ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ሶዲየም ሼክሴር ምስ ኣምፕሉን ናይ ደገ መብራህቲ ዝዉዕሉን ኣቅሑት ኮንስትራክሽንን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ድማ ናይ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መዋልዳን ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤጀንሲ ልምዓትን ምም/ርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክስቲ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ እምንን ሓሸዋን ንቲዮታ ሲንግል ካፕ ሞዴል HZJ79L/TJMRS መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ቤት ማዘጋጃ ግልጋሎት ዝውዕል ጨና ኣልቦ ማንሆል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንር/ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መሳልል ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ባህርዛፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡