ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ከተማ ዱሃን መስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሙሩፅ ፀፀርን ሑፃን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ሕዳር/ታሕሳስ ዲክለር ዝገበሩ

4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 19/05/2012ዓ/ም ክሳብ 04/06/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ከይድን ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተኣሸገ ኢንቮሎፕ ምእታዉ ትክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ትሕጃ ቢድ ቦንድ ዝስዕብ ሰንጠረዥ መሰረት 110,000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 110 መዓልቲታት ከረክብ ዝክአል

9እቲ ጨረታ 04/03/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - - 03 43 45 01 10/12

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo