ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ብሉኬትን ጡብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሲሚንቶ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብሕርሻን ዕቤት ፕሮግራምን ማለት ኤዲፒ ዝተረከበ በጀት ብቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቃላሚጦስ ፣ ዘርኢ ኮሚደረ፣ ናይ በጊዕ ቀለብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ሕርሻ፣ ጋብዮንን ከምኡውን ዝትፈላለዩ ናይ ኣግራብ ኣሕምልትን ዘርኢ ዝተዳቀለ ፈልስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት እክሊ ፤ንመሳርሒ ህንፃ ዝውዕል ቀላሚጦስን ካልኦት ንብረታትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፤

ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፤

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳረን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሕርሻ፣ ሃፍቲ ማይ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክፍሊ ትምህርትን ንኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ፀፀር/ ጃህያ/ ፣ ሑፃ/ ሓሸዋ/ ፣ምሩፅ ሓመድ እምንን ክራይ ካዕታ ማሽንን ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።