ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ገበርቲ ሰናይ ግሪን ኢ/ያን ሬድ ፕላስን ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ስሚንቶ ንምጉዕጋዝ ፣ ከባቢያዉ ናዉቲ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ስሚንቶን ፣ ናይ ህዝቢ ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ

1 ተጫረቲ ውሽጢ ዓዲ በበዚ ዘፈሩ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፤

2 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩምን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተጫረቲ ውሽጢ ዓዲ ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል፤

5 መከበሪ ጨረታ ከባቢያዉ ናዉቲ ን መሳርሒ ህንፃን ናይ ህዝቢ ናዉትን 5000 ቅርሺ ፣ ንስሚንቶን መጋዓዓዚ ስሚንቶን 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 መጋዓዓዚ መፅዓንን መራገፍን ክሳብ ጣብያ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ክሽፍኑ ዝክእሉ፤

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 30 መዓልቲ ይከዉን።

8 ሰዓራይ ኮይኑ ዘቅረቦ ዝሰዓሮ ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ርኽክብ ይፍፀም።

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ እንዳከፈልኩም ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት  ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ቢሮ ቁፅሪ 7 በምዉሳድ ትክእሉ።

10 ከባቢያዊ ናዉቲ ፣ መሳርሒ ሀንፃ ዕለት 19/05/2012 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ንጉሆ ይክፈት።

11 ናይ ህዝቢ ናዉቲ ፣ ስሚንቶን ፣ መጋዓዓዚ ስሚንቶን 19/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ይክፈት።

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-712321 / 71 21 60 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo