ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ናይ ሰራሕተኛታቱ ናይ ምግብን ካልኦት ግልጋሎት ንቐረብ ዝህብ ክበብ /ካፍተርያ / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላየ ናይ ፅሬት ኣቅሑ፣ መኪና ዲኮር ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር ፣ ካፍተርያ ኣግኣዚኦፕሬሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ላጪ ሱር ኮንስትራክሽን ቢሮ ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ህንፃ ፕሮጀክት ንሰራሕተኛታት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምግቢ ክሰርሑ ዝክእሉ ብምግቢ ምድላዉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ብክንትራት ክፈራረም የደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና ተምሃሮና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘመን ንካፍተርያ ተወዳደርቲ ዝወፀአ ምልክታ ኮሌጅና ማይን መብራህትን ገዛን ብናይ ባዕሉ ኮይኑ ካብ ብዓልኩም ድማ ካልኦት ኣድለይቲ ነገራት ዘማልኡ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዕንጨይቲ ፣ ናይ ሻሂ ካፍተርያ ክበበ ንሰራሕተኛታትን ንተምሃሮን ግልጋሎት ዝህብ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና ተምሃሮና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘመን ንካፍተርያ ተወዳደርቲ ዝወፀአ ምልክታ ኮሌጅና ማይን መብራህትን ገዛን ብናይ ባዕሉ ኮይኑ ካብ ብዓልኩም ድማ ካልኦት ኣድለይቲ ነገራት ዘማልኡ

ን 2ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ሆስፒታል ሱሑል 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕኮሙ ተገልገልቲ ፅሬት ዘሎዎ ምግቢ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብዉዕሊ ከስርሕ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና fuse box & front clinder and key set rh door ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዝደለየ ንወዳደርቲ ይዕድም

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ካፍተርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ ትደለዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ ፣ ቀላሚጦስ ፣ ቀለብ እንስሳ ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ ሑፃን ፀፀርን፣ መደቀሲ ተሃነፅቲ ፍርናሽን ፣ ተሃናፅቲ ዝምገብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።