ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮ ደ/ከ/ስራሕ /ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታል ውቅሮ ዝርከብ እንዳሻሂ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ /ከጫርት ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒታት መምርሒን እተማልኡ ነጋዶ ይዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ህንፃ ካብ ምድሪ ክሳብ 6ይ ፎቅ ዝርከቡ ክፍልታት አናእሽተይን ዓበይትን ኣዳራሻች፣መስኮት፣ወናብር፣መዓፁ፣ኮሪደራት በኣጠቃላሊ አቲ ግቢ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ ንደቀቅትን ኣናእሸተይን አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘኣክል ከምኩነታቱ ከናዋሕ ዝኽእል ኣውትኮርሰ(out cource) ናይ ፅሬት ግልጋሎት ፣ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ።

ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ደንቢ ክዳን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ናዉቲ ማይ ፣ሕትመት ፣ናዉቲ ኤለክትሮኒክስን ፣ምግብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ