ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይ ሰራሕተኛታት ካፌቴርያ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሕታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት "ሣሕሽ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተበጀተጨና ናይ ምግቢ በጀት መሰረተ ብምግባር ብውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቶን ቆጠር ሕሱራትን ከምግብ ስሰ ዝደለየ ንሕጋዊያን ነገዶ ብግዕፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓላ/ዝተ/ው ማሕበር ኣብ ላጪ . ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ውሽጢ ንዘሎ ናይ ሰራሕተኛ ክበብ፡ -መስርሒ ገዛ፣ መብራህቲ ማይ፣ ወናብር፡ መብሰሊ ኣቑሑት ፍሪጅን ካልኦት መሰረታዊ ናውቲ ክሽነን ብነፃ ብምቕራብ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኾነ ዋጋን ብዕሬትን ከቕርቡ ዝኸእሉ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ምስ ኽምግብ ንዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Refreshment Materials.

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፍተርያ መስርሒ ገዛ፣ መብራህቲ ማይ፣ ወናብርን ካልኦትን ብነፃ ብምቕራብ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኸነ ዋጋን ብዕሬትን ከቕርቡ ዝኸእለ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤትፅሕፈትና ዝርከብ ካፊቴርያ : ግልጋሎት : ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ኣጫርቱ ከወዳድር ስለ ዝደለየ ኣፍቲ ዘፈር ግልጋሎት ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡