ቑ/ፕሮ- 41
ቑፅሪ ዕከንም 908/2-3/1/01
ዕስት- 06/06/2017 ዓ/ም
ምስክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራዴ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ - መስተንገዶ ኣቅሑ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ኣብዚ ከትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ አንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሉ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 06/06/17 ዓ.ም ከሳብ 10/06/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይገባሽ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 11/06/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡
2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ
3.ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራደ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ስርሑ ከቅርብ ዝኽእል ብናይ ባዕሉ
ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ለስም
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽሕስ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ደገባሽ ሳዓራዴ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስአሳሽ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር ንዝደስ ሓበረታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካለስ
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሱ መዓልቲ ጀሚሩ ንረተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ዴኸውን
7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዴ/ዕ/ሩ.../ን/ምም/ር ኣብ ዘፅኦ ፕሮፎርማ ሙስአ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሱ
ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዲዴ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙስአ ወደ ብኸሩስ እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስ እዩ፡፡
ተቁ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
1 | ጥሑን ቡን | ኣቢስንያ | ኪሎ | 30 | |||||
2 | ሽኮር | ፃዕዳ /1ይ ደረጃ/ | ኪሎ | 60 | |||||
3 | ዝ/የ ቀጠፍ ዝእዘኸ | ግሪን ቲ ዘለዎ | ፓኬት | 40 | |||||
4 | ኣዲስ ቀጠፍ ዝእዘኽ | ፓኬት | 62 | ||||||
5 | ፃባ | ኒዶ 900ግ | 30 | ||||||
6 | ቡርቱካን ሻይ | 900ግ | ግራም | 10 | |||||
7 | ቆሎ ኦቸለኒ ኤልሳ | ኪሎ | 15 | ||||||
8 | ቆሎ ኦቸለኒ ኣልሚ | ኪሎ | 15 | ||||||
9 | ዝጅብል ቀጠፍ ዝእዘኸ | ብባኦ | 12 | ||||||
10 | ሞሪንጋቀጠፍ ዝእዘኸ | ብባኮ | 12 | ||||||
11 | ጥረ ቡና | ብኪሎ | 5 | ||||||
12 | ዳቦ ቆሎ | ብኮሎ | 10 |