ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈልሲ ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ካብ መርሲ ኣካዳሚ ክሳብ ሞሞና መሻገሪ ዘሎ መስቀለኛ ኣስፋልት ዘሎ ኣካፋይ መንገዲ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ክ/ከተማ ዓይደር ንከ/ስ/ስ/ፅሬት ፅባቀን ቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ

ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ቤት ፅሕፈት ክልል ሰሜን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ምግዛእን ይደሊ ዝርዝር ክግዝኡ ዝድለዩ ኣቅሑትን አጎልግሎታትን 1 ዝተመሓየሹ ዓሌት ደርሁ ናይ 3ተ ወርሕን ካብኡ ንላዕልን ዕድመ ዝኮና 2 እንቓቕሖ ዘዉድቃ ዝተመሓየሻ ዓሌት ደርሁ 3 3ተ ወርሒ ደርሁ 4 ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክከትሮኒክስ 5 ኣይዙሱ ክራይ መኪና 6 ዘርኢ ዝተፈላለዩ ኣሕምልቲ 7 ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈልሲ 8 ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቡሎኬታት 9 ናይ መኪና ጎማ ቪርጅስቶን 10 ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ 11 ዝተፈላለዩ ቡሎኬት መምረቲ ማሽናት ክትሳተፉ እትደልዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ኤጄንሲ መረኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ዉሽጢ ግብን ዙርያን ዘሎ ቦታ ተክሊን ሳዕሪን ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

The Ethiopian Agricultural Transformation Agency (ATA) is initiative of the Government Of Ethiopia (GOE) established by federal regulation the formation of the ATA is a result of two years of extensive diagnostic study across eight subsectors of Ethiopia’s agricultural system in highly consultative multi stake holders process led by the ministry agriculture.

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍረምረ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማቴሪያል ዉፅኢት ማዕድንን፣ ፅሕፈት መሳርሕን ስነ ሂወታዊ ዘርእታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ብዝተረኸበ በጀት ንሓረስቶት ሰሪሕኻ መርኣይ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኮሚደረ ዘርኢ ኣብቲ ዘርፊ ካብ ዝተዋፋሩ ብቁዓትን ሕጋዊ መቕረብትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ