ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን ቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ግቢ ዝርከብ ዕንበባታትን ቐወምቲ ተኽልታትን ምቕምቃም ቁመቱ ምቅናስ ዘየድልዮ ምዉጋድ ዘየድልዩ ፀሃያታት ምፅሃይ ዝመሳሰሉ ስራሕቲ ብግሪነር ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ብዘለዎም ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ሰለስቲዙ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግዝኢ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ክሳብ 19/09/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡30 ዝኽፈት ምኻኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኮዉን ኣለዎ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 40 64 51

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo