ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡አቁሑት ኤለከትሮኒክስ ፡ናይ ሕትመት ስራሕቲ፡ ናይ ንህቢ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግን ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ ዳይቨርሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ስራሕን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲን ኣናሽቲ ንግዲ ትካላትን ከምዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ናይ ሓባር ዒላ ማእከላይ ጎዳጉዲ ንምስራሕ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ብናይ ኤምዲጂ በጀት ዝስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ንወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንምምሕዳር ህንፃ ብ GC7 ወይዉን BC 6 ከምኡዉን ንወረዳ አስገለ ፅምብላ ምምሕዳር ህንፃ ብ GC6 ወይ ዉን BC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

በሀገር መከላከያ ሚኒስትር የሰ/ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ለ 2008 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተገለፁትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ማይ ሃፍቲ መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ወፈርግ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብናይ ብደረጃ 8 ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደን ገበርቲ ሰናይ በጀት ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 8 ደቀቅቲ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ሎደርን ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 9 ብፕሮፎርማአወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ቸክዳም ዳቨርሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መስተ ዝርጋሐ ጋርድ ሃዉስን ታነከር ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ከጫርት ስለዝደለ ሕጋዉያን ነጋዶ እቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቼክዳማት ንምስራሕ ፣አቁሑት ቢሮን ገዛን ምቅራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ