ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ማይ ሃፍቲ መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ወፈርግ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብናይ ብደረጃ 8 ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

ብመሰረት እዚ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረ ቋሒ

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
  2. ኣብ 2008 ዓም ዝተሓደሰ በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ን ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫትን ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  4. ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  5. ካብ ሚኒስቴር ሃፍቲ ማይ ወይድማ ካብ ክልል ቢሮ ሃፍቲ ማይ መዓድንን ኢነርጅን ዝትዉሃቦም ደረጃ 8 ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. እቲ ሰነድ ከይተነፀለናይ ተጫራታይ ፊርማን ማህተምን ዓሪፍዎ ብፖስት ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ
  7. ነቲ ዝካየድ ጨረታ መከበሪ ዝዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንሕድሕድ ንሓባር ዒላ 3000 ቅርሺ ንነፍስወከፎም ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ወይዉን ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
  8. እቲ ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  9. ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ለካቲት 2008 ዓም Â ክሳብ 30 ለካቲት 2008 ዓም ኣብዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓትን መዓልትን ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረትን እናወሰዱ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉÂ ተፃሒፉ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታÂ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረትን ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ኣለዎም
  10. እቲ ጨረታ 30 ለካቲት Â 2008 ዓ ምÂ ሰዓት 4 ፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 Â ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo