ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ንወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንምምሕዳር ህንፃ ብ GC7 ወይዉን BC 6 ከምኡዉን ንወረዳ አስገለ ፅምብላ ምምሕዳር ህንፃ ብ GC6 ወይ ዉን BC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍÂ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. Â ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
  3. ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ
  4. ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት
  5. ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም
  6. ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ
  7. Â ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21 መጋቢት 2008 ዓም Â ዘይምለስ Â 250 ቅርሺ እንዳከፈሉ Â ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

ተወሳኪ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ስልክታታት ቁፅሪ

0344408775 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo