ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፕሮጀክት ኦፊስ ዝኮነ ናይ ሰርቪስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ፕሮጀክት ዓዲሓ 16-11 በመቐለ ኣርሚ ፋዉንዴሽን ኣፓርትመንት ግንባታ ላይ ለሰራተኞች ሰርቪስና ስራዎች ኣጎልግሎት የምጠቀምበት 5/ ኣምስት/ ወንበር መጫን የሚችል በጥሩ ሁኔታ ያለዉን ስፕሪንግ የሆነ ዳፕል ካፕ መኪና መከራየት ይፈልጋል

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ/ ከጋዓዕዝ/ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ፀጥታን ምም/ርን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፀጥታ ስራሕቲ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ቤት ፅሕፈት ከመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንካረ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ወረዳታት ብምክንያት ለቨዳ ኮረና ቫይረስ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ መኪና ኣቢሉ ናይ ማይ ፀገም ንዘለዎም ሕ/ሰብ ክፈትሕ ስለዝደለየ ልዕሊ 5 ሜ3 ዝሕዛ ቦቴ መካይን ዘለኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅርን ካብኡ ንላዕልን ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ንምፅጋን ዝተገዝኡ ኣቅሑት ሃፀይ የዉሃንስ ፣ ዉቅሮ ፣ ደብረፅዮን፣ ዓራዕሮ ተ/ሃይማኖት ፣ ንምብፃሕ ሓንቲ ኣይሱዙ መኪና ክካረ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 8ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክሌሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ክማላእ ዝግባእ ቅድመ ኩነታት

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ሃፀይ የዉሃንስ ፣ ዉቅሮ ፣ ደብረፅዮን፣ ዓራዕሮ ተ/ሃይማኖት ፣ ብክልተ ግዘ ዘጋዓዕዝ ወይ ክመላልድስ ዝክእል ሓደ ኣይሱዙ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን መራገፉ ናቁጣታትን ትግራይ ማዳበርያ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም