ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ተካርዩ 95 ሰባት ካብ ከተማ መቀለ ናብ ደብረ ማርቆስ ኣብፂሕኻ ንምምላስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ደረቕ ፅዕነት ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሎቤድ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስድራ ስዉኣት ኮንፈረስ ዑደት ስለዘሎ ሓደ ደረጅኡ ዝሓለወን ምቹዉ ባስ ክካረይ ስለዝደለየ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ንዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 12፡00 ንጉሆ ክርከቡ ዝክእል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክቶሬት ዳይሬክተሬት ልምዓት ሓለዋን ኣጠቃቅማን ደንን ናይ ሎቬድ ዓይነታ መኪና በዝሒ 3ተ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ 10 ሃይለኩስ የ 2010 ሞዴልና ከዛ በላይ እና ኤሲ ያለቸዉን መኪና መከራየት ይፈልጋል

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንበዓል ለካቲት 11 ምክኒያት ብምግባር 60 ሰብ ዝሕዛ መኪና ኣዉቶብስን ናብ ዝተፈላዩ ትግራይ ቦታታትት ዑደት ንምግባር ሎቤድን ድማ ኣብ መቀለ ድማ ኣብ መቀለ ምርኢት ኤግዝቢሽን ንምጥቃምን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ንምርካብ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

ቤት ፅሕፈት ኣገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ሕፅረት ዝስተ ማይ ንምቅላል ናይ ቦጥ መኪና ማይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ኣገልግሎት ዝህቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መልዐሊ ኮንቲነር ክሬን ክራይን ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ናይ ኣይስዙ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ