ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል TDA ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ሓድሽ ይስራሕ አብ ዘሎ መንገዲ ሳምረ ብጨረታ አወዳዲሩ ካብ ደብረ ፀሃይ ቅ ስላሴ ቤተክርስትያን ቐሹት ድንጉር ናብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ሳዕሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክጎዓዕዝ ይደሊ

ቃላሚኖ ልምዓት ሕረሻ ማእኸል (TDA)
  1. ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
  2. ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::
  3. ዘይንበብ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳአታ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን
  4. መፅዓንን መራገፍን ብናይ ባዕሉ ሰራሕተኛታት ከቅርብ ዝክእል
  5. ተወዳደርቲ ብኣካል ከይዶም ነቲ ሳዓሪ ብምርኣይ ጠቅሊሎም ብክንደይ ብር ዘጎዓዕዝዎ ዋጋ መሊኦም ክቅርቡ ይግባእ
  6. ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ነቲ ሰዓሪ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
  7. እዚ ምልክታ ጨረታ 19/03/2009 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓፂዩ ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
  8. ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ብCPO 5,000 ሽሕ ብር ብሽም ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ከትሕዙ ይግባእ
  9. ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ዝሐሻ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹንብሙሉእÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345591489 ምድዋል ይኸኣል እዩ

Â

 ዝርዝር

 መዕቀኒ

 በዝሒ

ብጠቅለላ ዋጋ

 መብርሂ

  1. Â

መኪና ክራይ

ብጠቅላላ

Â

Â

Â

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo