ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎምዘበን ንዝክበር ዓለም ለከ መዓልቲ ቱሪዝም ምክንያት ብምግባር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዑደት ስለዝገብር ንተጎዓዝቲ ዝከና 3 ኣዉቶቡስ : ሃንቲ ሃይሩፍን 10 ኮብራ መኪናን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ :ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 ክላዉዶ ዝገበራ

3 ኢንሹር ዝኮነ

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፌኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 12/1/10 ዓ/ም ጀሚሩ 10.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

5 እቲ ጨረታ ዕለት 12/1/10 ተጀሚሩ ዕለት 27/1/10 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::

6 ጨረታ ዕለት 27/1/10 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊÂ ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክትእትዉ ንሕብር

9 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo