ዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅሬት አቁሑትን በጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ

ክማእሉ ዝግብኦም ረቃሕታት

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ነምበር ዘለዎመን መረዳእት ከቅርቡ ዝክእሉን

ተወሳኪ ታክስ ዝተመዝገቡን መረዳአታ ክተቅርቡ ትክእሉን ከምኡዉን ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ ክተቅርቡ ትክእሉ

መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ Â ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ

ሰነድ ጨረታ 20 ቅርሺ ካብ 27 ሕዳር 2009 ዓም ክሳብ 12 ታሕሳስ 2009 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

እቲ ጨረታ 12 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ

እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ኣድራሻ: መቀለ ቀበሌ 16

ስልኪ ቁፅሪ 0342415009

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo