ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን ፀፀርን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተረጋገፀ ባት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ መስከረም 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 09/03/2012ዓ/ም እስካብ 17/03/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo