ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣገልግሎት ዝረክቡ ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር: ላፕቶፕ : ፕሪንተርን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዝዕገኑ አቁሕት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ትካልና ንስረሕ ዝውዕል ላፕቶፕ፤ ፕሪንተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት እትውዕል ካሜራ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊድሊ፡፡

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ (Printer) ንክትዕድግ ስለዝደለየት::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንዓብያተ ዕዩ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት ብ ፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ