ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል


1-ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ romovon

2-ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3-ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4-ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 5% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ

ተ.ቁዝርዝር ዝዕደግ ዓይነት ንብረትበዝሒመዐቀኒንፅል ዋጋድምር ዋጋ
ብር ብር
1PROJECTOR EPSON orginal new
RESOLUTION=XGA, 1024*768 WEIGHT=2.4KG WHITE LIGHT OUT PUT=3,300,-2,200 LUMEN
1PC
2Desktop computer-Dell 3000 model orginal new Processor:-intel core i5 Memory:-capacity: 4GB Hard Disk:-capacity: 1000GB(ITB) Monitor:-size:LCD flat screen Dell 19"color monitor Graphics:-capacity:512 MB Type:integrated intel RHD Graphics Communication Integrated Gigabit LAN (10/100/1000)NIC OPtical Drive:- Drive -sata DVD-/+ RW super Multi Lightscribe Key board,mouse -key board:dell UBS Multimedia key board -mouse: Dell optical USb 2-button scroll Audio:- integrated high definition Audio -No External speaker 3 Warranty:-one year1PC
3ደጋዊ ሃርድ ዲስክ/EXTERNAL HARD DISC/ TERA2Pc
4UPS 1500 W2Pc
5Staplaizer Gato 1500 W orginal1Pc

* ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ካብ ትካል ዘቅረቦ መማረፂ ወፃእ ዝቀርብ ዓይነት ንብረት ተቀባልነት የብሉን

* ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

* ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 6 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

ኣድራሻ

* ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ጎኒ ኢሜግረሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ

* ካብ ዕለት 04/05/2016 ዓ/ም ጀሚሩ 09/05/2016 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

ዕለት 10/05/201 ስዓት 3ተ ናይ ረፋድ ይካየድ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo