ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዝዕገኑ አቁሕት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን

 በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም -

❖ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።

❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ

❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ። ዝክእሉ።

❖ ነቶምኣብላዕሊ ዝተጠቐሱረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት30/04/2016 ዓ.ም ክሳብ ዕለት02/05/2016ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2 ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም።

❖ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/05/2016ዓ/ም ሰዓት 3:30ናይ ንጉሇ ይከውን።

❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ።

❖ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ መቅረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከኣድለየ እቲ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናእሰ ፕሮፎማ ካብ ዝተካፈተሉ 2' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።

❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።

❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ዓይነትን ብረት መብርሂ ተ.ቑ መፍለይ መዐቀኒ በዝሒ ናይ ሓደ ዋጋ ብር 47. 01 photocopy ብቁፅሪ 01 02 Formatter board photocopy 41446 01 03 ብቁፅሪ 01 04

ብቁፅሪ 01 05 ብቁፅሪ 01 06 Disktop computer Power supply 4446 01 07 Disktop computer Power supply ብቁፅሪ 08 Disktop computer Ram 4 Gb ብቁፅሪ 09 Printer Pro mfp,m127 ብቁፅሪ 10 Printer Pro mfp,m127 ብቁፅሪ 0000 01 IR 2420 IR 2420 HP Laser jet 402 Lenovo think pad E560 500gb Gr-790 GX-7020 01 GX 780 01 Fuser filem 01 Pressur poll 11 12 13 ንተወሳኺሓበሬታ:- ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2 ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 ምሕታት ይከኣል።

ተ.ዓይነት ንብረትመ ፍለይመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
01FIXING UNIT PhotcopyPhotcopyብቁፅሪ01IR 2420
02Formatter boardPhotcopyብቁፅሪ01IR 2420
03PrinterPower supplyቁፅሪ01HP LaserJeyt 402 moter
04LaptopKey boardቁፅሪ01Lenovo Thinkpad E560
05Disktop computerHard diskቁፅሪ01500GB
06Disktop computerPower supplyቁፅሪ01Gr-790
07Disktop computerPower supplyቁፅሪ01GX-7020
08Disktop computerRAM 4GBቁፅሪ01GX-780
09PrinterPrinter Pro mfp,m127ቁፅሪ01Fuser filem
10PrinterPrinter Pro mfp,m127ቁፅሪ01Pressur poll

ንተወሳኺሓበሬታ: ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2' ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo