ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከልኣት ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ/LOT / ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ አብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሰክሪተሪያትን ዩኤን ዲፒን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከም ቪዲዩ ካሜራ: ፕሪንተር: ላፕቶፕ ወዘተ :ኣቅሑት መለዋወጠ መከይንን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ (Computer and Accessory) ንክትዕድግ ስለዝደለየት

ድሚፂ ወይና ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን Computer Graphics core i 9 12900k በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ላፕቶፕ ኮምፒተር ፕሪንተር ስቴብላይዘር ዋየር ለስ ማዉዝ ድባይደር ተሓዛሊ ቦርሳ ላፕቶን ቻርቸር ናይ ላፕቶፕን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ (ናይ ቶሽባ ላፕቶፕ ቻርጀር በዝሒ 01 WIFI TP –LINk በዓል 3ተ ኣንቴና 01)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም